ኣብ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ዘሎ ዛንታታት ጅግንነት፡ ክንዲ ጅግንነት እቶም ንሓርነት ኤርትራ እተቓለሱ ተጋደልቲ ጌሩ ዝምስጠኒ ታሪኽ ክሳዕ ሕጂ ኣይረኸብኩን።